ሓፈሻዊ መጠቓለሊ

ሚያዝያ፣ ከም ኣካል ግብረመልሲ ኮቪድ-19፣ 26 ማይል ግዚያዊ Stay Healthy Streets (SHS) ሰባት ሰባት ብእግሮም ብብሽክለታንት፣ፋርማስታትን እንዳ ንግድታትን 6-ጫማ ርሕቀቶም ሓልዮም ንክኸዱ፣ስፖርት ንክሰርሑን ብሳይክል ንክጉዓዙን ተዳልዮም ኔሮም።

ብዛዕባ ኣብ ማሕበረ ሰብኩም ዘለዉ Stay Healthy Streets ብኸመይ ይሕግዙኹም ከምዘለዉን ቀወምቲ ኮይኖም ክቕፅሉ ከምዘለዎምን ንምፅራይ መፅናዕቲ(ሪእቶ ንእክብ) ነካይድ ኣለና።

መግለጺ ውልቃውነት
ኣብዚ መፅናዕቲ ዝእከብ ሓበሬታ ናይ ህዝቢ ተባሂሉ ዝውሰድ እንትኸውን ንኹሉ ሰብ ደማ ክፉት ክኸውን እዩ። {t1}ንተቀሳኺ ሓበሬታ፣ ሕጊ ህዝባዊ ሓበሬታ ተወከሱ RCW ምዕራፍ 42.56. ሓበሬታ ብኸመይ ከምንሕዝ ንምፍላጥ ናይ ውልቃውነት መግለጺና ረኣዩ

Question Title

Image

Question Title

* ብኽብረትኩም ሪእቶኹም ክትህቡሉ ትደልይዎ ጎደና ስቴይ ሄልዚ(ብጥዕና ንፅናሕ) ምረፁ? ብኽብረትኩም ሓገዝ ምስእትደልዩ ነቲ ካርታ ተጠቐሙ።

 
5% of survey complete.

T