Innovation Plans Feedback Survey-TIGRINYA |
ምምሒያሽ አላማ ቀየለ
ኣብ ታሕቲ ዚርከብ ዊሽጢ ትርቢኢት፣ ኣብኡ ሪኢቶኩም ናይ ምምሕያሽ ዕላማ ሃቡ። ብክብሪ ንሃትት ወይ በትምህርቲ ምረጹ ወይ ምረጹ ሪኢቶኩም ኪትህቡ ኣብ ናይ ህፈሻዊ ድስትሪክት (ዞባ)ዕላማ። እንተደኣ ካብ ሐደ ንላዕሊ ሪኢቶ ክትህቡ ደሊኹም ብዛዕባ ትመርጽዎ ትምህርቲ ፣ ነቲ ምምሒያሽ አላማ፣ደጋጊምኩም ክትሰዱዎ ትኽእሉ ኢኹም። ሪኢቶኹም ናይ ኣየናይ ገጽ መምሪሒ ዕላማ ቀየለ ምኻኑ ግለጹ፣ ሪኢቶኹም ንጹር ሃቡ፣ ንአብነት፥
· ዝፈቶኽሞ ነጥብታት
· ነጥብታት ንመጻኢ ጊዜ ከሸግር ይኽእል እዩ ትብልዎ (ገመተ ሪኢቶኹም ምምሕያሽ ሃቡ)
· ሕቶታት ዘለኩም
· ነጥብታት ንመጻኢ ጊዜ ከሸግር ይኽእል እዩ ትብልዎ (ገመተ ሪኢቶኹም ምምሕያሽ ሃቡ)
· ሕቶታት ዘለኩም