Seattle ፓርክታትን መዘናግዒን ብዛዕባ መጻኢ እዋን Magnuson ፓርክ ብስፍሓትን ምህዞኣዊነት ብዝመልኦ ኣገባብን ንምሕሳብ ናትኩም እታዎ ይደሊ። Magnuson ንኽትጕብንዮ ዘለዓዕሉ ብዙሓት ምኽንያታት ዘለዉዎ ኣዝዩ ዘድንቕ መተኣኻኸቢ ህዝቢ እዩ። በይም ኣብ Magnuson ግዜኦም ብኸመይ ከም ዘሕልፉን ተሞክሮኦም ብኸመይ ክነመሓይሾ ከም እንኽእልን ነዚ 2 ደቓይቕ ዝወስድ ሓጺር ዳህሳስ ብምምላእ የፍልጡና። የቕንየልና!

Question Title

* 1. ንMagnuson ፓርክ ክንደይ ግዜ ይጕብንዩዎ?

Question Title

* 2. ናይ ዋና ገዛኦም ዚፕ ኮድ እንታይ እዩ?

Question Title

* 3. ዕድመኹም ኣበይ ይምደብ?

Question Title

* 4. ዘርኣዊ ወይከኣ ዓሌታዊ መንነቶም እንታይ እዩ? ዝምልከቶ ኩሉ ይምረጹ።

Question Title

* 5. ንMagnuson ፓርክ ንኽጕብንዩ 3 ዓበይቲ ምኽንያታቶም እንታይ እዮም?

Question Title

* 6. ብዛዕባ Magnuson ፓርክ ኣመና ዝፈትዉዎ ነገር ካብ 1 ክሳብ 2 ቃላት እንትግለጽ እንታይ እዩ?

Question Title

* 7. ናብ Magnuson ፓርክ ዝበዝሕ ግዜ ከምጽኦም ዝኽእል ነገር ካብ 1 ክሳብ 2 ቃላት እንትግለጽ እንታይ ምዀነ?

Question Title

* 8. ብዛዕባ Magnuson ሓደ ነገር ከመሓይሹ እንተኽኢሎም፣ እንታይ ምዀነ?

Question Title

* 9. ገለ ክውስኹዎ ዝደልዩዎ ካልእ ነገር ኣሎ ዶ?

T